ተነዲፉ ድዩ፧ ብርሃን ካብ ህይወት ኣጻውት ብርሃን ካብ ህይወት ብርሃን ናይ ምብራህ ክእለት ብፍልቀት ድዩ መጺኡ፡ ወይስ ተነዲፉ እዩ፧ እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ እተተሓሓዘ ርእሰ ነገራት ተነዲፉ ድዩ፧ ስነ ፍልጠትን መጽሓፍ ቅዱስን እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ንቕሑ! ኣብ ሃዋይ ዚርከብ ቦብተይል ስኲድ ዜመንጭዎ ብርሃን እዚ እንስሳ እዚ፡ ናይ ገዛእ ርእሱ ብርሃን ኬመንጭው ይኽእል እዩ፣ ንኺርኢ ወይ ንኺርአ ኢሉ ግና ኣይኰነን። ንቕሑ! መብራህቲ ሓዊለይቶ እዚ ደቂቕ ሓሸራ እዚ፡ ንተመራመርቲ ስነ ፍልጠት፡ ነቲ ኣብ ብዙሕ ኤለክትሮኒካዊ መሳርሒታት ዚግጠም ዝያዳ መብራህቲ ዜመንጭው ዳዮድ ንኺሰርሑ ዝደረኾም ብኸመይ እዩ፧ ተነዲፉ ድዩ፧ ሓንጐል ምጹጹላይ ኣርክቲክ—ተነዲፉ ድዩ፧ ነቲ ኣብ ንውመት ድሕሪ ምጽናሑ ገዛእ ርእሱ ንምሕዳስ ዘለዎ መስተንክር ክእለት ርአ። ኣገዳሲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ዩኒቨርስ ተፈጢሩ ድዩ፧ ብዛዕባ እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ጸብጻብ ፍጥረት ግጉይ ርድኢት ኣሎ፣ አረ ገሊኦምሲ ጽውጽዋይ እዩ ዚመስሎም። እሞ ደኣ እቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዚብሎ፡ ኪእመን ዚኽእል ድዩ፧ ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ብርሃን ካብ ህይወት ተነዲፉ ድዩ፧ ብርሃን ካብ ህይወት—ተነዲፉ ድዩ፧ ትግርኛ ብርሃን ካብ ህይወት—ተነዲፉ ድዩ፧ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/502200119/univ/art/502200119_univ_sqr_xl.jpg ijwwd ዓንቀጽ 29