ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ስራሕን ገንዘብን

ስራሕ

ህውከት ዝመልኣ ዓለም—መነባብሮኻ ሓሉ

ንገንዘብካ ብጽቡቕ ተካውኖ እንተ ዄንካ፡ ንእዋን ሓደጋታት ብዝሓሸ ኽትዋጽኣሉ ትኽእል ኢኻ።

ጻዕሪ ዚሓትት ስራሕግዜኡ ዝሓለፎ ድዩ፧

ገለ ሰባት ጻዕሪ ዚሓትት ስራሕ፡ ምስ ደረጃኦም ዘይከይድ ኰይኑ ይስምዖም። ይኹን እምበር፡ ጻዕሪ ዚሓትት ስራሕ ምስራሕ ዜሐጕሶም ብዙሓት ኣለዉ። ብስራሖም ኪዓግቡ ዝሓገዞም እንታይ እዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ስራሕ እንታይ ይብል፧

እንታይ ዓይነት ስራሕ ከም እትሰርሕ የገድስ ድዩ፧

ሓይልኻ ምስ ዚጽንቀቕ እንታይ ክትገብር ትኽእል፧

ስራሕካ ንኸይቀትለካ ኺሕግዘካ ዚኽእል ኣርባዕተ ነጥብታት ኣሎ።

ናብራኻ ሃታሃታ ዝመልኦ ድዩ፧

ብዙሓት ሰባት ነቲ ስራሖምን ናብራ ስድራ ቤቶምን ዚጠልቦ ነገራት ኬማልኡ ኸም ዚኸብዶም ገሊጾም እዮም። ምንጪ እዚ ጸገም እዚ እንታይ እዩ፧ ነዚ ንምፍታሕከ እንታይ ኪግበር ይከኣል፧

ብዛዕባ ገንዘብ ኪህልወካ ዘለዎ ኣረኣእያ

ገንዘብ ሱር ኵሉ ኽፍኣት ድዩ፧

እቲ ኻብ መጽሓፍ ቅዱስ እተወስደ “ገንዘብ ሱር ኵሉ ኽፍኣት እዩ” ዚብል ልሙድ ኣበሃህላ፡ ዘይተማልአ እዩ።

ህይወትካ ኣመሓይሽ—ኣተሓሕዛ ገንዘብ

ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ነቲ ምስ ገንዘብ እተተሓሓዘ ጸገማት ብኸመይ ኪንክዮ ይኽእል፧

ብዛዕባ ገንዘብ ሚዛናዊ ኣረኣእያ ይሃሉኻ

ሸውዓተ ሕቶታት ብምሕታት ርእስኻ ምምርማር፡ ብዛዕባ ገንዘብ እተዛብዐ ኣረኣእያ እንተ ኣልዩካ ንኽትምርምር ኪሕግዘካ እዩ።

መገዲ ሓጐስ—ዕግበትን ልግስን

ብዙሓት ሰባት ንሓጐስን ንኣሳልጦን ብጥሪትን ብሃብትን እዮም ዚልክዕዎ። ገንዘብን ጥሪትን ነባሪ ሓጐስ የምጽእ ድዩ፧ መርትዖታት እንታይ ይሕብር፧

ትምህርትን ገንዘብን ውሑስ መጻኢ ኸም ዚህልወካ ኺገብር ይኽእል ድዩ፧

ሓያሎ ሰባት ዝለዓለ ትምህርትን ሃብትን ከምቲ እተጸበይዎ ዓይነት ውጽኢት ኣየምጽኣሎምን።

ንወጻኢታትካ ብኸመይ ከም እትቈጻጸሮ

ብዙሕ ንኸይተውጽእ ኪሕግዘካ ብዛዕባ ዚኽእል ሽዱሽተ ግብራዊ ነጥብታት ኣንብብ።

ምዕሩይ ቍጠባዊ ስርዓት ኪመጽእ ይኽእል ድዩ፧

ንጕዳያት ደቂ ሰብ ብፍጹም መገዲ እተመሓድር መንግስቲ ኣላ፣ ንድኽነትን ንቝጠባዊ ዘይምርግጋእን ከኣ ምሉእ ብምሉእ ከተወግዶ እያ።

ገንዘብ ኪዕድጎ ዘይክእል ሰለስተ ነገራት

ንገሊኡ ዜድልየና ነገራት ንምዕዳግ ገንዘብ ዜድልየና እኳ እንተ ዀነ፡ ኣብ ህይወትና ዕግበት ክንረክብ እንኽእል ግና፡ በቲ ገንዘብ ኪዕድጎ ዘይክእል ነገራት እዩ።

ብዛዕባ ገንዘብ ምጭናቕ

ዋላ እኳ ዋጋታት እቲ መሰረታዊ ነገራት ናብ ቢልዮናት እንተ ደየበ፡ ሓደ ሰብኣይ ንስድራ ቤቱ ኺናቢ ኸኣለ።

ናይ ሓቂ ሃብቲ ረኺበ

ሓደ ዕዉት ኣካያዲ ስራሕ ካብ ሃብትን ገንዘብን ዚበልጽ ነገር ዝረኸበ ብኸመይ እዩ፧

ገንዘብ ምክዋን

ቈጢብካ ምንባር

ብሃንደበት ዝነበረካ ኣታዊ ምስኣን ዜጨንቕ እኳ እንተ ዀነ፡ ነቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ጥበባዊ ምኽሪ ኣብ ተግባር ምውዓል፡ ብውሑድ ገንዘብ ክትነብር ኪሕግዘካ እዩ።

ንወጻኢታት ብኸመይ ከም እትቈጻጸሮ

ብዛዕባ ኣጠቓቕማ ገንዘብ ንኽትሓስብ፡ ክሳዕ ገንዘብ እትውድእ ክትጽበ የብልካን። ገና ብኣጋኡ ብኸመይ ንወጻኢታትካ ኸም እትቈጻጸሮ ፍለጥ።

ወጻኢታተይ ክቈጻጸር ዝኽእል ብኸመይ እየ፧

ክትርኢ ኢልካ ጥራይ ናብ ዕዳጋ ኣቲኻስ፡ ክቡር ንብረት ዓዲግካ ወጺእካዶ ትፈልጥ፧ ከምኡ ትገብር እንተ ዄንካ፡ እዛ ዓንቀጽ እዚኣ ኽትሕግዘካ ትኽእል እያ።

ናብ ቤት ክትምለስ ምስ ዜድልየካ

ካብ ቤት ወጺእካ፡ ርእስኻ ኽኢልካ ኽትነብር ምስ ፈተንካ፡ ናይ ገንዘብ ጸገም ኣጋጢሙካ ድዩ፧ ነዚ ግብራዊ ምኽሪ እዚ ተጠቒምካ፡ ብቝጠባ ርእስኻ ኽኣል።

ንዕዳ ብግቡእ ምሓዙ

ካብ ዕዳ ምውጻእ፡ ዘይከኣል እንተ መሲሉ፡ ስድራ ቤታት እንታይ ኪገብራ ይኽእላ፧

ገንዘብ ክልቃሕዶ፧

እቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህሮ ጥበብ፡ ንኽትውስን ኪሕግዘካ ይኽእል እዩ።

ንድኽነት ምጻሩ

ንግዳም ሓደርን ንድኻታትን ዚኸውን ተስፋ

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ግብራዊ ርእይቶታት፡ ንቝጠባዊ ውሕስነትካን ንስምዒታዊ ጥዕናኻን ኬመሓይሾ ይኽእል እዩ።

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ድኽነት እንታይ ይብል፧

ኣዝዮም ድኻታት ሰባት ሕጉሳት ኪዀኑ ይኽእሉ ድዮም፧

ድኽነት ዘይህልወላ ዓለም ክትመጽእ ትኽእል ድያ

ድኽነት ኬጥፍእ ዚኽእል መን እዩ፧

ኣምላኽ ንስኡናት ይሓልየሎም ድዩ፧

ኣምላኽ ንስኡናት ብኸመይ ከም ዚሓልየሎም ርአ።

ስደት—ሕልምን ጋህድን

ናብ ካልእ ሃገር ምኻድካ፡ ስድራ ቤትካ ዝሓሸ ናብራ ንኺነብሩ ውሕስነት ይዀኖም ድዩ፧