ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ጥቅምቲ 2017
እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 27 ሕዳር–24 ታሕሳስ 2017 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።
ታሪኽ ህይወት
የሆዋ ንዚሓትቶ ዘበለ እንተ ፈጺምና፡ ንባረኽ ኢና
ብ1952 ኦሊቭ ማቲውስን ሰብኣያን ኣብ ደቡብ ኣይርላንድ ፈለምቲ ዀይኖም ኬገልግሉ ንዚቐረበሎም ዕድመ ተቐበልዎ። የሆዋ ብኸመይ ባሪኽዎም፧
“ብግብርን ብሓቅን” ንፋቐር
ፍቕርና ኻብ ልብን ግብዝና ዘይብላን ምዃና ብኸመይ ከነርኢ ንኽእል፧
ሓቂ፡ “ሰላም ዘይኰነስ፡ ሰይፊ” ተምጽእ
እቲ የሱስ ከም ዜምጽኦ እተዛረበሉ “ሰይፊ” እንታይ እዩ፧ ብኸመይከ ኺጸልወና ይኽእል፧
መትከል ዮሴፍ ብዓል ኣርማትያስ
እዚ ሰብኣይ እዚ እንታዋይ እዩ ነይሩ፧ ምስ የሱስ እንታይ ዓይነት ርክብ እዩ ነይርዎ፧ ዛንታኡ ዜገድሰካኸ ስለምንታይ እዩ፧
ራእያት ዘካርያስ ብኸመይ ይጸልወካ፧
ጥቕልልቲ መጽሓፍ፡ ኣብ ውሽጢ ኤፋ ዚብሃል መትሓዚ እተዓጽወት ሰበይቲ፡ ከም ኣኽናፍ ራዛ ዝበለ ኣኽናፍ ዘለወን ኣብ ንፋስ ዚበርራ ኽልተ ኣንስቲ። ኣምላኽ ንዘካርያስ፡ ነዚ ዜገርም ራእያት እዚ ዘርኣዮ ስለምንታይ እዩ፧
ሰረገላታትን ዘውድን ኪሕልዉኻ እዮም
ኣኽራን ነሓሲ፡ ንውግእ እተዳለዋ ሰረገላታት፡ ዝነገሰ ኻህን። እቲ ዘካርያስ ዝረኣዮ ናይ መወዳእታ ራእይ፡ ሎሚ ንዘለዉ ህዝቢ ኣምላኽ እንታይ ዜረጋግጸሎም፧
ብተግባር እተገልጸት ክርስትያናዊት ለውሃት
ብተግባር እተገልጸት ለውሃት፡ ንሓደ ተጻራሪ ብናይ መጽሓፍ ቅዱስ ሓቂ ኺግደስ ዘለዓዓለቶ ብኸመይ እያ፧
ትፈልጥዶ፧
የሱስ ንማሕላ ዝዀነኖ ስለምንታይ እዩ፧