ኣርኢ መጻሕፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዘፍጥረት ዘጸኣት ዘሌዋውያን ዘሁልቍ ዘዳግም እያሱ መሳፍንቲ ሩት 1 ሳሙኤል 2 ሳሙኤል 1 ነገስት 2 ነገስት 1 ዜና መዋእል 2 ዜና መዋእል እዝራ ነህምያ ኣስቴር እዮብ መዝሙር ምሳሌ መክብብ መሃልየ መሃልይ ኢሳይያስ ኤርምያስ ድጕዓ ህዝቅኤል ዳንኤል ሆሴእ ዮኤል ኣሞጽ ኦብድያ ዮናስ ሚክያስ ናሆም ኣንባቆም ጸፎንያስ ሃጌ ዘካርያስ ሚልክያስ ማቴዎስ ማርቆስ ሉቃስ ዮሃንስ ግብሪ ሃዋርያት ሮሜ 1 ቈረንቶስ 2 ቈረንቶስ ገላትያ ኤፌሶን ፊልጲ ቈሎሴ 1 ተሰሎንቄ 2 ተሰሎንቄ 1 ጢሞቴዎስ 2 ጢሞቴዎስ ቲቶስ ፊልሞን እብራውያን ያእቆብ 1 ጴጥሮስ 2 ጴጥሮስ 1 ዮሃንስ 2 ዮሃንስ 3 ዮሃንስ ይሁዳ ራእይ ምዕራፍ 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12 13 2 ቈረንቶስ ምዕራፋት 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12 13 ትሕዝቶ 1 ሰላምታ (1, 2) ኣብ ኵሉ ጸበባ፡ ካብ ኣምላኽ ዚርከብ ምጽንናዕ (3-11) ኣብ መደባት ጕዕዞ ጳውሎስ እተገብረ ለውጢ (12-24) 2 ጳውሎስ ኬሐጕሶም ይሓስብ ነበረ (1-4) ሓደ ሓጥእ ይቕረ ተባህለሉን ተመልሰን (5-11) ጳውሎስ ኣብ ጥሮኣስን ኣብ መቄዶንያን (12, 13) ኣገልግሎትና፡ ዓጀባ ዓወት (14-17) ሸቀጥቲ ቓል ኣምላኽ ኣይኰንናን (17) 3 ናይ ደገፍ ደብዳበታት (1-3) ኣገልገልቲ ሓድሽ ኪዳን (4-6) ዝያዳ ኽብሪ ሓድሽ ኪዳን (7-18) 4 ብርሃን እቲ ብስራት (1-6) ኣእምሮ ዘይኣመንቲ ዓወረ (4) ኣብ ኣቕሓ መሬት ዘሎ መዝገብ (7-18) 5 ሰማያዊት መንበሪት ምልባስ (1-10) ኣገልግሎት ዕርቂ (11-21) ሓድሽ ፍጥረት (17) ኣምባሳደራት ክርስቶስ (20) 6 ዕላማ ጸጋ ኣምላኽ ኣይትስሓትዎ (1, 2) ጳውሎስ ኣብ ኣገልግሎቱ ዘጓነፎ ነገራት (3-13) ምስ ዘይኣመንቲ ኣብ ሓደ ኣርዑት ኣይትጸመዱ (14-18) 7 ካብ ርኽሰት ርእስና ነንጽህ (1) ጳውሎስ ብሰብ ቈረንቶስ ተሓጐሰ (2-4) ቲቶስ ዜሐጕስ ደሃይ ሒዙ ተመልሰ (5-7) ከም ፍቓድ ኣምላኽ ምጕሃይን ንስሓን (8-16) 8 ውጽኢት ንኣይሁድ ክርስትያናት (1-15) ቲቶስ ናብ ቈረንቶስ ተላእከ (16-24) 9 ኪልግሱ እተዋህበ መተባብዒ (1-15) ኣምላኽ ሕጉስ ወሃቢ ይፈቱ (7) 10 ጳውሎስ ንኣገልግሎቱ ተጣበቐሉ (1-18) ኣጽዋርና ስጋዊ ኣይኰነን (4, 5) 11 ጳውሎስን እቶም ብሉጻት ሃዋርያትን (1-15) ጳውሎስ ሃዋርያ ዀይኑ ዘሕለፎ ጸገማት (16-33) 12 ራእያት ጳውሎስ (1-7ሀ) ንጳውሎስ ‘ኣብ ስጋኡ እተዋህቦ እሾዅ’ (7ለ-10) ካብቶም ብሉጻት ሃዋርያት ኣይሓምቕን እዩ (11-13) ጳውሎስ ንሰብ ቈረንቶስ ዝነበሮ ሓልዮት (14-21) 13 ናይ መወዳእታ መጠንቀቕታን ምዕዶን (1-14) “ብእምነት እንተ ኣሊኹም፡ ብቐጻሊ ርእስኹም ፈትኑ” (5) ቅንዑ፣ ሓደ ሓሳብ ኩኑ (11) ዝሓለፈ ዚቕጽል ሕተም ልኣኽ ልኣኽ 2 ቈረንቶስ—ትሕዝቶ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ቈረንቶስ—ትሕዝቶ ትግርኛ 2 ቈረንቶስ—ትሕዝቶ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1001061100/univ/wpub/1001061100_univ_sqr_xl.jpg nwt 2 ቈረንቶስ ገጽ 1363-1364