ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ያእቆብ

ምዕራፋት

1 2 3 4 5

ትሕዝቶ

  • 1

    • ሰላምታ (1)

    • ተጻዋርነት ሓጐስ የፍሪ (2-15)

      • ፍቱን እምነት (3)

      • ብእምነት ይለምን (5-8)

      • ትምኒት ናብ ሓጢኣትን ሞትን ይመርሕ (14, 15)

    • ኵሉ ጽቡቕ ውህበት ካብ ላዕሊ እዩ (16-18)

    • ሰማዕትን ገበርትን ቃል ኩኑ (19-25)

      • ገጹ ብመስትያት ዚርኢ ሰብ (23, 24)

    • ንጹህን ዘይረኸሰን ኣምልኾ (26, 27)

  • 2

    • ኣድልዎ ሓጢኣት እዩ (1-13)

      • ፍቕሪ፡ ንጉሳዊ ሕጊ (8)

    • እምነት ብዘይ ግብሪ ምውትቲ እያ (14-26)

      • ኣጋንንቲ ይኣምኑን የንቀጥቅጡን (19)

      • ኣብርሃም ፈታው የሆዋ ተባሂሉ (23)

  • 3

    • ንልሳን ምግራሕ (1-12)

      • መብዛሕትኹም መምህራን ኣይትኹኑ (1)

    • ናይ ላዕሊ ጥበብ (13-18)

  • 4

    • ዓርኪ ዓለም ኣይትኹኑ (1-12)

      • ንድያብሎስ ተጻረርዎ (7)

      • ንኣምላኽ ቅረብዎ (8)

    • ብዛዕባ ጃህራ እተዋህበ መጠንቀቕታ (13-17)

      • “የሆዋ እንተ ፈቒድዎ” (15)

  • 5

    • ንሃብታማት እተዋህበ መጠንቀቕታ (1-6)

    • ኣምላኽ ንትዕግስትን ንተጻዋርነትን ይባርኽ (7-11)

    • “እወ” ዝበልኩምዎ እወ ይኹን (12)

    • ናይ እምነት ጸሎት ተስልጥ (13-18)

    • ንሓጥእ ኪምለስ ምሕጋዙ (19, 20)