ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ሀ7-ሰ

ቀንዲ ፍጻመታት ምድራዊ ህይወት የሱስ—የሱስ ጸኒሑ ኣብ ምብራቕ ዮርዳኖስ ዝገበሮ ኣገልግሎት

ግዜ

ቦታ

ፍጻመ

ማቴዎስ

ማርቆስ

ሉቃስ

ዮሃንስ

32፡ ድሕሪ በዓል ወፈያ

ስግር ዮርዳኖስ ዘላ ቢታንያ

ናብቲ ዮሃንስ ዜጥምቐሉ ዝነበረ ኸደ፣ ብዙሓት ብየሱስ ኣመኑ

     

10:40-42

ጴርያ

ናብ የሩሳሌም ኪጕዓዝ ከሎ፡ ኣብ ከተማታትን ኣቝሻትን መሃረ

   

13:22

 

በታ ጸባብ ኣፍ ደገ ኺኣትዉ ኣተባብዐ፣ ንየሩሳሌም ኣልቀሰላ

   

13:23-35

 

ምናልባት ጴርያ

ብዛዕባ ትሕትና መሃረ፣ ምሳሌታት፦ ምርኡይ ቦታን መመኽነይታ ዘቕረቡ ዕዱማትን

   

14:1-24

 

ደቀ መዛሙርትነት ዜኽፍለና ዋጋ ምጽብጻብ

   

14:25-35

 

ምሳሌታት፦ ዝጠፍአት በጊዕ፡ ዝጠፍአት ሰልዲ፡ ዝጠፍአ ወዲ

   

15:1-32

 

ምሳሌታት፦ ዓማጺ ኣመሓዳሪ ቤት፡ እቲ ሃብታም ሰብኣይን ኣልኣዛርን

   

16:1-31

 

ብዛዕባ መዐንቀፍን ሕድገትን እምነትን መሃረ

   

17:1-10

 

ቢታንያ

ኣልኣዛር ሞተን ተንስአን

     

11:1-46

የሩሳሌም፣ ኤፍሬም

ንየሱስ ኪቐትልዎ ተማኸሩ፣ ንሱ ረሓቐ

     

11:47-54

ሰማርያ፣ ገሊላ

ዓሰርተ ድዉያት ኣሕወየ፣ መንግስቲ ኣምላኽ ብኸመይ ከም እትመጽእ ነገረ

   

17:11-37

 

ሰማርያ ወይ ገሊላ

ምሳሌታት፦ ላሕ እተብል መበለት፡ ፈሪሳውን ኣካብ ቀረጽን

   

18:1-14

 

ጴርያ

ብዛዕባ መውስቦን ፍትሕን መሃረ

19:1-12

10:1-12

   

ንቘልዑ ባረኸ

19:13-15

10:13-16

18:15-17

 

ሃብታም ጐበዝ ሓተቶ፣ ምሳሌ ሰብ ውዕለት ኣታኽልቲ ወይንን ማዕረ ኽፍሊትን

19:16–20:16

10:17-31

18:18-30

 

ምናልባት ጴርያ

ሳልሳይ ሳዕ ብዛዕባ ሞቱ ተነበየ

20:17-19

10:32-34

18:31-34

 

ያእቆብን ዮሃንስን ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ ብዛዕባ ዚህልዎም ኣቀማምጣ ዝቐረበ ልመና

20:20-28

10:35-45

   

ያሪኮ

ኪሓልፍ ከሎ ኽልተ ዕውራት ኣሕወየ፣ ንዘኬዎስ በጽሖ፣ ምሳሌ ዓሰርተ ምና

20:29-34

10:46-52

18:35–19:28