ሀ6-ሀ
ሰሌዳ፦ ኣብ ይሁዳን እስራኤልን ዝነበሩ ነብያትን ነገስታትን (1ይ ክፋል)
ነገስታት እታ ብኽልተ ነገድ ዝቘመት ደቡባዊት መንግስቲ ይሁዳ
997 ቅ.ክ.
ሮብዓም፦ 17 ዓመት
980
ኣብያ (ኣብያም)፦ 3 ዓመት
978
ኣሳ፦ 41 ዓመት
937
ዮሳፋጥ፦ 25 ዓመት
913
ዮራም፦ 8 ዓመት
ከ. 906
ኣሓዝያ፦ 1 ዓመት
ከ. 905
ንግስቲ ዓታልያ፦ 6 ዓመት
898
ዮኣስ፦ 40 ዓመት
858
ኣማስያ፦ 29 ዓመት
829
ዑዝያ (ዓዛርያ)፦ 52 ዓመት
ነገስታት እታ ብዓሰርተ ነገድ ዝቘመት ሰሜናዊት መንግስቲ እስራኤል
997
የሮብዓም፦ 22 ዓመት
ከ. 976
ናዳብ፦ 2 ዓመት
ከ. 975
ባዕሳ፦ 24 ዓመት
ከ. 952
ኤላህ፦ 2 ዓመት
ዚምሪ፦ 7 መዓልቲ (ከ. 951)
ዖምሪን ቲብኒን፦ 4 ዓመት
ከ. 947
ዖምሪ (በይኑ)፦ 8 ዓመት
ከ. 940
ኣከኣብ፦ 22 ዓመት
ከ. 920
ኣሓዝያ፦ 2 ዓመት
ከ. 917
ዮራም፦ 12 ዓመት
ከ. 905
የሁ፦ 28 ዓመት
876
ዮኣሓዝ፦ 14 ዓመት
ከ. 862
ዮኣሓዝን ዮኣስን፦ 3 ዓመት
ከ. 859
ዮኣስ (በይኑ)፦ 16 ዓመት
ከ. 844
ዳግማይ የሮብዓም፦ 41 ዓመት
-
ዝርዝር ነብያት
-
ዮኤል
-
ኤልያስ
-
ኤልሳእ
-
ዮናስ
-
ኣሞጽ