ጥርጣረታት
ብዛዕባ ገዛእ ርእስናን ብዛዕባ ኽእለታትናን ዘሎና ጥርጣረታት እንታይ ስምዒት ኪፈጥረልና ይኽእል፧
ዘሁ 11:14, 15፣ 1ነገ 19:1-4፣ እዮ 3:3፣ ኤር 15:10
ተዛማዲ ዛንታ(ታት) መጽሓፍ ቅዱስ፦
ዳን 10:8-11, 18, 19—ነብዪ ዳንኤል ደኸመ፣ መልኣኽ መጺኡ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ፍትዊ ምዃኑ ምስ ኣዘኻኸሮ ግና በርትዐ
ማቴ 10:29-31—የሱስ ብዛዕባ እቲ የሆዋ ንዓና ዘለዎ ፍቕርን ሓልዮትን ንምግላጽ፡ ናይ ጭሩ ምሳሌ ተጠቕመ
ዜጸናንዕ ጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስ፦